Subscribers 95,200
Views 24,396,308
Videos 1,391
Country GB
Created Jan 2018 (7 years old)
Topics Association_football Sport
Actions Copy all info to clipboard
You can use it to paste it into ChatGPT and analyze the channel

Description

Eritrean Channel dedicates for Sport, Entertainment, Odd News, Special events, and Other...!

Videos from channel

Published Title Description Views
Jan 24, 2025 ህሉው ድዂም ኲነታት ሲቲ ብኸመይ ይፍታሕ // ኣሞሪም ብቃላቱ ጋንትኡ ዘዋረደሉ ከመይ ይርአ? // ኣርሰናል ሃጓፋታ ክትሽፍን ትሰርሕ ዘይምህላዋ...? #EMMA_TUBE... 7,524
Jan 23, 2025 PSG ኣብዛ ዓመት ንመጀመርያ ጊዜ ዓባይ ጋንታ መሊሳ ተጻዊታ...በንጻሩ ማንቸስተር ሲቲ እንዳ ደቐቐት ትመጽእ ኣላ...! 1. ኤርኒከን ተጻወቱን ዝተኸተልዎ ታክቲክስ ሃይ-ፕረስ ልዕሊ ዓቕሚ ጓርድዮላን ተጻወቱን ነይሩ.... 20,287
Jan 22, 2025 ባርሴሎና ዘርኣየቶ ናይ ቃልሲ መንፈስ ኣደናቒ'ኳ ተኾነ ብከምዚ ዓይነት ጌጋታት ግን...? // እታ ምልእቲ ሊቨርፑል ትቕጽል // ኣትለቲኮ...? 1. ሕጂ ውን ቀዳማይ መስመር ባርሴሎና ወናጩ ዘዐውት'ዩ...ድሕሪኣ ግን ኣብ ዘብጽሓካ የብሉን.... 19,027
Jan 20, 2025 ኖቲንግሃም ፎረስት ትቕጽል // ሲቲ ነብሳ ትረክብ // ዩናይትድን ቶተንሃምን ይበርሳ...! 1. ኖቲንግሃም ፎረስት ናብ ተሳትፎ ቻምፕዮንስ ሊግ ትጽጋዕ 2. ማንቸስተር ሲቲ ኣብ ኢፕስዊች ... 22,389
Jan 19, 2025 ሊቨርፑል ተጸጊዕዋ ዝቐነየ ናይ ኣርሰናል መኽሰብ ኣምሊሳ ንተኽእሎኣ ዘዕበየትሉ ቀዳመ ሰንበት...! 1. ሊቨርፑል ብነፍስወከፍ ተጻዋታያ ክትዕወት ትኽእል ጋንታ'ያ 2. ኣርሰናል ግን ኣብ ውሱናት ... 20,357
Jan 17, 2025 በዛ ቀዳመ ሰንበት ኣብ መሪሕነት ንዝርከባ 4 ክለባት፣ ሊቨርፑል፡ ኣርሰናል፡ ኖቲግንሃም ፎረስትን ኒውካስትልን ዝጽበየን ዘሎ ብድሆታት እንታይ ይመስል #EMMA_TUBE... 10,016
Jan 17, 2025 2ይ ትሕዝቶ፦ ማንቸስተር ዩናይትድ ስለምንታይ ኣብ ዓቢ ጸወታ ዓባይ በንጻሩ ድማ ኣብ ትሑት ጸወታ ትሕቲ ጋንታ ትኸውን ኣላ...? 1. ብውልቃዊ ብቕዓት ኣማድ ዝደሓነትሉ ግጥም'ዩ...! 2. ኦናና፡ ዚርኪዝን ኤሪክሰንን ውን ተ... 19,805
Jan 17, 2025 ማንቸስተር ዩናይትድ ስለምንታይ ኣብ ዓቢ ጸወታ ዓባይ በንጻሩ ድማ ኣብ ትሑት ጸወታ ትሕቲ ጋንታ ትኸውን ኣላ...? 1. ብውልቃዊ ብቕዓት ኣማድ ዝደሓነትሉ ግጥም'ዩ...! 2. ኦናና፡ ዚርኪዝን ኤሪክሰንን ውን ተ... 13,454
Jan 16, 2025 ኣርሰናል ናብ ተኸታታሊ ዓወት ተመሊሳ ንሊቨርፑል ክትውጥር ትኽእል'ዶ? // ኒውካስል ኪንዮ Top-4 ክትሓስብ ትኽእል'ዶ...? 1. ኣርሰናል ኣብ ደርቢ ሰሜን ለንደን ዘለዋ ዓብላልነት ኣብ ዝኾነ እዋን ክትቅጽሎ ኣይትጽገምን... 29,842
Jan 15, 2025 ፎረስት ብቀሊል ኢዳ ትህብ ጋንታ ኣይኮነትን // ሊቨርፑል ንውድድር ዋንጫ ትቕስቅሶ // ኣርሰናል እንታይ ትምልስ? 1. ሊቨርፑል ን2ይ ተኸታታሊ ጸወታ ነጥቢ ምምቓላ ኣብ ሓደጋ ትወድቕ 2. ኖቲንግሃም ፎረስት ኣ... 26,321
Jan 13, 2025 ኣሞሪም ነዛ ኣምጺዋ ዘሎ ናይ ቃልሲ መንፈስ ጋንትኡ እንተ ዓቂቡ ብዙሕ ክዕወት'ዩ // ኣርቴታ ክሳብ መዓስ'ዩ ክሕባእ...? 1. ንልዕሊ 1 ሰዓት ብ10 ተጻወቲ ጸኒዖም ምዕዋቶም...ኪንዮ ዓወት ትወስዶ'ዩ...! 2. ኣር... 45,736
Jan 12, 2025 ኖቲንግሃም ፎረስት ንሊቨርፑል ዓዲማ ካብ ተካይዶ ንውድድር ዋንጫ ዝውስን ግጥም እንታይ ንጽበ...? #EMMA_TUBE... 10,440
Jan 10, 2025 ናይ 2025 ወቕቲ ቅድድም ብሽክለታ ይጅምር...ካብ ፕሮፌሽናል ተቐዳደምትና በዛ ዓመት እንታይ ንጽበ...? #EMMA_TUBE... 7,919
Jan 09, 2025 1ይ እግሪ ፍርቂ ፍጻመ ካራባኦ ካፕ ዘግሃደልና ሓቅታት // መዛዘሚ ናይ ምርጋጽ ተኽእሎ ዘለወን እተን ዕዉታት 1ይ እግሪ ድየን? 1. ኣርሰናል ኣብ ሜድኣ ብኒውካስትል 2ብ0 ክትሰዓር ዝገበራ ቀንዲ ምኽንያት ኣበይ'ዩ ነይሩ..... 27,433
Jan 06, 2025 እተን ክልተ ዓበይቲ ክለባት'ዛ ሃገር ኢልካ ትጽውዐን ስለዚ'ዩ...ዘይርሳዕ ጸወታ ኣርእየናና...! 1. ሊቨርፑል ብቀሊል ክትዕወተሉ ካብ ዝተገመተቶ ናብ ክሳራ 2 ነጥቢ ዝወደቐትሉ ምኽንያት...?... 43,164